ቻይና ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ፍረታት ንምምጻእ ትሰርሕ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ቻይና ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ፍረታት ንምምጻእ ትሰርሕ

ቻይና ፍርያት ካልኦት ሃገራት ከይተቐበለት ናታ ናብ ካልእ ብምልኣኽ ዝያዳ ትልለ። ሕጂ ግን ነቲ ዘሎ ዘይምዕሩይነት ንምቅርራብን ንኣባላት ሃገራት ብሪክስ ንምሕያልን ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ሓውሲ ምስሩሓት ፍርያት ከተእቱ ጀሚራ ኣላ። ካብ መንጎ’ቶም ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ፈርዮም ናብ ቻይና ዝለኣኹ ፍረ ኣቮካዶ ይርከቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ቻይና ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ፍረታት ንምምጻእ ትሰርሕ