ርእሰ-ምምሕዳር ሶማሊላንድ ምስ ኢትዮጵያ ዝተበጽሐ ስምምዕ ምዝዛሙ ትሕብር

  • ዜና ቪኦኤ

መዘክር ምርድዳእ

ርእሰ-ምምሕዳር ሶማሊላንድ ምስ ኢትዮጵያ ዝተበጽሐ መዘክር ምርድዳእ ከምዝተዛዘመ ተፍልጥ።

ብኻልእ ወገን ከኣ ስግኣት ጸጥታ'ዩ ብምባል ኣብ ሃርጌሳ ንዝነበረ ቤተ-ንባብ መጻሕፍቲ ግብጺ ምዕጻዋን ኣብኡ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ኣብ ውሽጢ 72- ሰዓታት ካብ ሃርጌሳ ክወጹ ምእዛዛን ገሊጻ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ርእሰ-ምምሕዳር ሶማሊላንድ ምስ ኢትዮጵያ ዝተበጽሐ ስምምዕ ምዝዛሙ ትሕብር