ዳዳብ -ኬንያ —
ኣብ ሃገሩ ሶማል ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ቤቱ ራሕሩሑ ዝሃደመ መሓመድ ማታኣን ኣብ መዕቆቢ ስደተኛታት ዳዳብ ኬንያ ክዓቢ ከሎ ብዙሓት ብድሆታት ሓሊፉ’ዩ። ሎሚ መሓመድ ኣብቲ መዕቆቢ ስደተኛታት ንመንእሰያት ስደተኛታት ዝተፈላለዩ ናይ ኮምፒተር ሞያ ይምህር ኣሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዳዳብ ዲጂታል ሞያ ዝምህር ሶማልያዊ ስደተኛታት