ፖሊስ ሶማል ብኣማኢት ዝቑጸር መሸፈኒ ገጽ ደቂ ኣንስትዮ ብምምንዛዕ ምንዳዶም ተሓቢሩ

ዝተቃጸለ መሸፈኒ ገጽ

ፖሊስ ሶማል ትማሊ ሰሉስ ብኣማኢት ዝቑጸር ደቂ ኣንስትዮ ዝጥቀማሉ መሸፈኒ ገጽ(ኒቃብ) ብምምንዛዕ ከምዘንደዱ መሰኻኽር ዓይኒ ምሕባሮም ኤ.ኤፍ.ፒ ገሊጹ።

ሰበ-ስልጣን ደቡባዊ ግዝኣት ሶማል ጁባላንድ ነቲ መሸፈኒ ገጽ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ 2021 ብሰንኪ ጸጥታዊ ምክንያት ንወደባይት ከተማ ኪስማዮ ሓዊሱ ምክልኻሎም ዝዝከር ኮይኑ ክሳብ ሕጂ ግን ተግባራዊ ከይኾነ'ዩ ጸኒሑ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ፖሊስ ሶማል ብኣማኢት ዝቑጸር መሸፈኒ ገጽ ደቂ ኣንስትዮ ብምምንዛዕ ምንዳዶም ተሓቢሩ