ሶማል: ፈጻሚ ርእሰ-ቕትለታዊ መጥቃዕቲ ኣባል ፓርላማ ምንባሩ ተገሊጹ

ትማሊ ሰሉስ ኣብ ርእሰ-ኸተማ ሶማል ርእሰ-ቕትለታዊ መጥቃዕቲ ብምፍጻም 13 ሰባት ዝቐተለ፡ ኣባል ፓርላማ`ታ ሃገር ዝነበረ ምዃኑ ኣልሸባብ ኣብ መርበብ ሓበረትኡ ዘርጊሑ።

ወሃቢ-ቓል ሃገራዊ ጸጥታ ኣመሪካ ነድ ፕራይስ፡ ነቲ መጥቃዕቲ ብምጽኑዕ ብምኹናን፡ ንሶማል ንምሕጋዝ ድልዋት ኣለና ኢሉ።

“ኣባል ፓርላማ ዝነበረ ሳሊሕ እስማዒል ኣብ 2010 ናብ ኣልሸባብ ተጸንቢሩ “ ይብል ኣልሸባብ

Your browser doesn’t support HTML5

ሶማል: ፈጻሚ ርእሰ-ቕትለታዊ መጥቃዕቲ ኣባል ፓርላማ ምንባሩ ተገሊጹ