መሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል፡ ኣብ ነሓሰ ስልጣኑ ንዝተመርጸ መንግስቲ ከረክብ

ንጹር-ናይ ግዜ ሰለዳ ስለዘለና ከምቶም ቅድሚ ሎሚ ዝፈሸሉ መንግስታት ሶማል ኣይክፈሽልን ኢና ይብል ኣብ ኣመሪካ ዝተማህረ ቀዳማይ ሚንስተር`ታ ሃገር

ቀዳማይ ምንስተር ዓብዲወሊ መሓመድ ዓሊ፡ ነታ ንልዕሊ 20 ዓመታት ዝተሃወኸት ሃገር ንምርግጋእ ተበጊሰ`ለኹ ይብል።

ኣል-ሸባብ ተሳዒሩ`ዩ ዝብል ዓብዲወሊ ዓሊ፡ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ሞቓዲሾ ካብ ቅንጸላ ንስክላ እዩ ኣምሊጡ፡

ንተወሳኺ ጸብጻብ ንምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል፡