ዋሽንግተን —
መንግስቲ ሶማል መሓውራት ዜና እታ ሃገር ዜና ቅድሚ ምፍናዎም ትሕዝቶ እቲ ዜና ንኽጸድቅ ኣቐዲሞም ክቅርቡ መምርሒ ሂቡ።
መንግስቲ ሶማል ነዚ ጠለብ ዘቅረበ ሚድያታት ዝምልከት ኣብ ዝሃቦ ዳሕረዋይ መምርሒ እዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
መንግስቲ ሶማል መሓውራት ዜና ዝፍንውዎ ሓበሬታ ኣቐዲሙ ክረአ መምርሒ ሂቡ