ግርደት ጸሓይ ኣመሪካ
Your browser doesn’t support HTML5
ትማሊ ሰኑይ 8 ሚያዝያ 2024 ኣብ ኣመሪካ ካብ ቴክሳስ ስጋብ መይን ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ነቲ ሳሕቲ ዝረአ ፍጻመ ግርደት ጸሓይ ንምዕዛብ ናብ ሰማይ ከንቃዕርሩ ተራእዮም።
ናብቲ ኣብ ኢንድያናፖሊስ ዝርከብ ፍሉጥ ሞተር ስፒድወይ ዝኻየደሉ ቦታ ብምምፃእ ንፍፁም ከውሊ ፀሓይ ምርኣይ ንስድራ ኤንሪኩ ካታላን ናይ መውዳእታ ሰዓት ውሳነ እዩ ነይሩ።