33 ክፍለ-ግዝኣታት ኣመሪካ ንህጻናት ዝጎድእ ትሕዝቶ ኣቕሪቡ ብምባል ንማሕበራዊ መራኸቢ ሜታ ከሲሰን

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

መርበባት ማሕበራዊ ሚድያ፣ ንስነ-ኣእምሮ ኩነታት መናእሰያት ኣብ ሓደጋ የውድቅዎ ኣለው ክብሉ ሓገግቲ ኣካላትን ወለድን የማርሩ።ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ-ግዝኣታት ኣመሪካ ዝርከቡ ጉጅለታት ብሕልፊ ወነንቲ ገጻት ኢንስታግራምን ፌስቡክን፣ ኣብ ልዕሊ ቆልዑ ስነ ኣእምሮአዊን ንድሕነቶም ሃሰያ ከምዘውርድ እናፈለጡ’ዮም ንመርበባቶም ይጥቀሙሉ ዘለው ክብሉ ይኸሱ።