ዝያዳ ስራሕ ንዳግመ-ሕውየት ሕብረተሰብ

Your browser doesn’t support HTML5

“ማእከል መሐብሐቢ ኣረጋውያንን ሕሙማት ኣእምሮን ህጻናትን ፍረሚናጦስ፡” ኣብ ዓዲግራት ሓድሽ ጨንፈር ንምኽፋት ይዳሎ ኣሎ። እዚ ትካል፡ ብዛዕባ መደባቱ ምስ ህዝቢ ንምፍላጥ ብዝብል ዕላማ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ከተማ ዓዲግራት ባህላዊን ካልእ ንጥፈታትን ዝሓዘ መደብ ኣዳልዩ ነይሩ።