ኣቶ ስየ ኣብርሃን ኣቶ ገብሩ ኣስራትን ኣብ ስትድዮ ቪኦኤ ተረኺቦም ንህሉው ኩነታት ፓለቲካ ኢትዮጵያ ገምጊሞም
ኣቶ መለስ ባዕሉ ኣውጻኢ ሕግን ፈጻሚ ሕግን ዳኛን`ዩ ኔሩ ዝብሉ ኣቶ ስየ፡ንኹሉ ትሓቁፍ ኢትዮጵያ ክትምስረት ተስፋ እገብር ኢሎም።
ኣቶ ገብሩ ብወገኖም፡ ህዝቢ ትግራይ ድርብ ሕሰም`ዩ ዘሕልፍ ዘሎ ኢሎም። ሰበ-ስልጣን ክሊ ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ ቃለ-መጠይቓትና፡ ባይታ ዘይብሎም፡ ዝጠፈሹ እናተባህሉ ክነጽግዎም ምስማዕና ይዝከር።
ቀዳማይ ክፋል ቃለ-መጠይቕ ንምክትታል ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ

Your browser doesn’t support HTML5
siye-gebru