መንእሰይ ተድሮስ ኣባይ፡ ትርጉም መጽሓፍ ሲድኒ ሸልደን "ንግሆ፡ ቀትሪ፡ ምሸት" ዘርእስታ መጽሓፍ ኣብ ኣስመራ ኣብ ቀረባ ዘርጊሑ`ሎ

Morning, Noon, and Night

"ንግሆ፡ ቀትሪ፡ ምሸት" ዘርእስታ መጽሓፍ ኣብ ኣስመራ ኣብ ቀረባ ተዘርጊሓ`ላ።

ንምዃኑ መንእሰይ ተድሮስ፡ ነዛ መጽሓፍ ንኽትርጉም ዝደረኾ እንታይ`ዩ?

Morning, Noon, and Night

ምስኡ ዝተገብረ ዕላል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

Sidney Sheldon Book by Teodros Abay