ምህዞ ጸሓያዊ ጸዓት ተማሃሮ ሴኔጋል

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ተማሃሮ ሴኔጋልን መምህሮምን ካብ ንሓንቲ ብጸሓያዊ ጸዓት ትሰርሕ መኪና ንዝርከብ ጸዓት ናብ ጄኔተራት መብራህቲ ብምስግ ጋር ውሑዳን ማሕበረሰባትን ኣብ ርሑቅ ዝርከባ ገጠራትን ሓይሊ መብራህቲ ኽረክቡ ዘኽእሎም ፕሮጀክት ሚሂዞም። ነዚ ከኣ ፕሮጀክት "ጋዜል ቁሸት" ክብሉ ሰይሞሞ'ለዉ።