ድምጻዊት ሰምሃር ዮውሃንስ፡ ስድርኣ ዝሓወሰ ኣልቡም ትእምት

Your browser doesn’t support HTML5

Interview with Singer Semhar Yohannes


​ሰምሃር ዮውሃንስ፡ ብዘይካ `ዛ ሎሚ ዓመት ዝወጸት "ኣሕልመኒ " ትብል ዜማኣ፡ ከም በዓል ሃያብ ዝብሃላ ባህላዊ ደርፍታትን፡ ኣብ ሳዋ ክትምረቕ ኸላ ዝደረፈታ "ስሑል" ትብልን`ውን ጸኒሐን` የን።

ንምዃኑ ሰምሃር ጓል መን ምዃና ትፈልጡ`ዶ? እስከ ዕላልና ስምዑ፡