ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕ/ሃ ኣብ መንጎ ኤርትራን ሶማል ዝተበጽሓ ስምምዕ ምሕዝነትን ምትሕግጋዝን ንዒዱ

Your browser doesn’t support HTML5

ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ሎሚ ሶሉስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኤርትራን ሶማል ንዞባዊ ሰላምን ምርግጋእን ብሓባር ክሰርሓ ምስምማዕን ከምዘሐጎሶ ብምግላጽ እቲ ውድብ ንጻዕርታት’ቲ ዞባ ንምሕጋዝ ዘለው ድልውነት ደጊሙ አረጋጊጹ።