ኣብ ከተማ መቐለ ንናይ ኲናት አካል ጉድኣት መሬት ንምሃብ ዝተወጠነ መደብ ተቓውሞ ገጢሞዎ

Your browser doesn’t support HTML5

ምምሕዳር ከተማ መቐለ ክሳብ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ብዝነበሮም ተሳትፎ ናይ አካል ጉድኣት ዘጋጠሞም ልዕሊ 1- ሽሕ አባላት ሰራዊት መሬት መንበሪ ንምሃብ ዝተለሞ ሓረስቶት ንክመዛበሉን ነበርቲ እውን ዝብትን ኣካይዳ እዩ ብምባል ውደብ ትንሳኤ ሰብዓ እንደርታ ተቓዊሙ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ውድብ ኣብርሃም ፅጌ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ “ብሽም ጉድኣት ጉድኣት ኲናት ወራር መሬት ይፍፀም ኣሎ” ኢሎም።