ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ተመራመርቲ ዝበጽሕ ጾታዊ በደላት

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ተመራመርቲ ዝበጽሕ ጾታዊ በደላት

ኣብ መላእ ዓለም ካብ ዝርከባ ደቀንስትዮ ምሁራት-ስነፍልጠት(ሳይንትስታት)፡ እተን ፍርቀን ኣብ ስርሐን ጾታዊ በደላት ከም ዘጋጠመንን ሓደ ዝወጸ ዳህሳሳዊ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ።