ስነ ፍልጠት ሓዘንን ጥዕና ስነ-ኣእምሮ

Your browser doesn’t support HTML5

ስነ ፍልጠን ሓዘንን ጥዕና ስነ-ኣእምሮ

"ሜንቶር ፎር ኒውካመርስ" (Mentor for Newcomers) ዝተባህለ ንትርፊ ዘይሰርሕ ትካል ከም ኣካል'ቲ ኣብ ከባቢ ቤይ ኤርያ ንዝርከቡ ሓደሽቲ መጻእቲ ናብ ኣመሪካ ዝህቦ ኣፍልጦ ናይ ምዕባይ ኣስተምህሮ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ግንቦት ነቲ ኣብቲ ወርሒ ዝዝከር ጥዕና ስነ ኣእምሮ ብዝተሓሓዝ ንስነ-ፍልጠት ሓዘንን ጥዕና ስነ-ኣእምሮ ዝምልከት ኣስተምህሮ ብርሕቐት ሂቡ'ሎ።

ኣብዚ ኣስተምህሮ ካብ ዝተሳተፉ ኣቶ ኣማኑኤል ገብረሚካኤልን ነቲ ኣስተምህሮ ዝሃበ በዓል ሞያ ጥዕና ስነ-ኣእምሮ በረኸት ነጋሲን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።