ኣብ ኣመሪካ፡ ንኮለጃትን ዩኒቨርሲታትን ዝኽፈል ናይ ስኮላርሺፕ ገንዘብ ብኸመይ ይርከብ?

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኣመሪካ፡ ንኮለጃትን ዩኒቨርሲታትን ዝኽፈል ናይ ስኮላርሺፕ ገንዘብ ብኸመይ ይርከብ?

ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ፡ ኮሌጃት ይኹና ዩኒቨርሲታት ካብ ክፍሊት ናጻ ኣይኮናን ጥራይ ዘይኮነስ፡ ንተመሃሮ ዘኽፍልኦ ገንዘብ'ውን በብግዚኡ እናወሰኸ ክመጽእ ጸኒሑ'ሎ። ኣብ ለቓሕን ዕዳን ስለዝእቶ ድማ፡ ከም ሓደ ዓቢይ ጸገም ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ'ዩ።

እንተኾነ እቲ ናይ ዕዳ ጸገም ዝቃለለሉን፡ ዳርጋ ብናጻ ትምሃረሉን ዕድላት'ውን ኣሎ። ሓደ ካብኡ እቲ ብመንግስቲ ዝውሃብ ሓገዝን ካብ ዝተፈላለዩ ትካላት ዝርከብ ማህደረ-ትምህርቲ ወይ ስኮላርሺፕን 'ዩ።

ስኮላርሺፕ ብኸመይ ይረከብ፡ ተመሃሮን ወለድን'ከ ክገብርዎ ዘለዎም እንታይ'ዩ ኣብ ዝብል ክልተ ሰብ-ሞያ ተዓዲሞም ኣለዉ።

ሰብ-ሞያ ፋይናንሳውን ዲጂታላውን ሓበረታ ዝኾኑ ጴጥሮስ ዮሴፍን ሳምሶን ከበደን ኣብዚ ጉዳይ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።