ዘተ፤ ኣብ ጉዳይ ምርካብ ሓገዝ ትምህርቲ ኣብ ኣመሪካ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ትምህርቲ ኮለጅ ኣብ ኣመሪካ ክቡር ስለ ዝዀነ፡ ወለዲን ተመሃሮን ከመይ ኣቢሎም ብሸዓኡ ሓገዝ ትምህርቲ ወይ ማህደረ-ትምህርቲ ይረኽቡ ንዝብል ኣብዚ ሞያ ኣፍልጦ ንዘለዎም ክልተ ኣጋይሽ ነበርቲ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ኣዘራሪብና ኣለና።