ሓድሽ ወራሲ ዓራት ስዑድ ዓረብ ወግዓዊ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ተገይሩሉ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣባላት ስድራቤት ንግስነት ስዑድ ዓረብን ካልኦት ስዑዳውያንን ነቲ ሓድሸ ወራሲ ዓራት ክኸውን ዝተመርጸ ኣሚር መሓመድ ቢን ሳልማን ትማሊ ሓሙስ ሰነ 22,2017 ዓ.ም ኣብ መካ ስዑድ ዓረብ ወግዓዊ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ተገይሩሉ።