መንኮርኮር ህዋ ሰይፕስ ኤክስ ብሰላም ዓሊባ

  • ዜና ቪኦኤ

ስፐይስ ኤክስ ድራጎን (SpaceX Dragon) ዝተሰየመት መንኮርኮር ህዋ ካብቲ ዝተበገሰትሉ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ናብ ማእከል ዓለማዊ ህዋ ብሰላም በጺሓ ኣላ።

እዛ ካብ ፍሎሪዳ ዝነበቐለት መንኮርኮር ሸሞንተ ጠፈርተኛታት ዝሓዘለት ኰይና፡ ነታ ብሕጂ ናብ ህዋ ክትውንጨፍ መደብ ተታሒዙላ ዘሎ ሮኬት ንምጥጣሕ ዝነቐለት'ያ።

እቶም ትማሊ ንጠፈር ዝነቐሉ’ውን ነቶም ካብ ወርሒ ነሓሰ ኣትሒዞም ኣብ ህዋ ዝጸንሑ ካብ ጃፓን፡ ኣመሪካ፡ ዴንማርክን ሩስያን ዝተዋጽኡ ጠፈርተኛታት በዞም ዝደሓሩ ቦታኦም ተተኪኡ ኣሎ።