ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሃገሮም ኑክሌራዊ ዓቕሚ ዘለዎ ሓሙሽተ ዕፅፊ ልዕሊ ፍጥነት ድምፂ ክጉዓዝ ዝኽእል (ሃይፐርሶኒክ) ሚሳይል ናብ ዩክሬን ምትኳሳ ንዓለም ምእዋጆም ስዒቡ ኣብ ዋሽንግተን ናይ ስልጣን ስግግር ክግበር ሰሙናት ኣብ ዝተረፈሉ እዋን ስለ ምንታይ እቲ ኵናት ይጋደድ ኣሎ ዝብል ተወሳኺ ሕቶታት የልዕል ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ስለምንታይ'ዩ ውግእ ሩሲያን ዩክሬይንን ዝጋደድ ዘሎ?