ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑትን ንክኢላ ቍጠባ ሓድሽ ሚኒስተር ምክልኻል ጌሮም ምሻሞም ነቲ ብዙሕ ወፃኢ ዝሓትት ዘሎ ኲናት ዩክሬን ንዝተናወሐ ግዜ ንምቕፃሉ ይዳለዉ ከምዘለዉ ሓባሪ ምልክት'ዩ ክብሉ ተንተንቲ ይዛረቡ’ለዉ። ኣ
Your browser doesn’t support HTML5
ለውጢ ኣብ ምምሕዳር ሩስያ ንምቕጻል ወይስ ምዕራፍ ኲናት ዩክሬን?