ዋሽንግተን —
ግሪንላንድ ብርእሳ-ትምሓደር ኮይና ግን ዋንነት ደንማርክ`ያ። ኣብ ዞባ ኣርክቲክ ትርከብ ዓባይ ግዝኣት`ያ። ምሩጽ ፕረዚደንት ትራምፕ ግን ክውንና`የ ይብል ኣሎ። ናጻ ዓለም ንምሕላው፡ ብዝብል ንምቁጽጻራ ወተሃደራዊ ወይ ቁጠባዊ ሓይሊ ክጥቀም ከም ዝኽእ' ውን ተዛሪቡ'ሎ። ሩስያ ነዚ ምላሽ ሂባትሉ ኣላ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሩስያ ንርእይቶ ምሩጽ ፕረ. ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ግሪላንድ ምላሽ ትህብ