ሩስያ ንኤርትራውያን ተመሃሮ ተወሳኺ ዕድላት ማህደረ-ትምህርቲ ትህብ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ሩስያ ንኤርትራውያን ተማሃሮ ተወሳኺ ዕድላት ማህደረ-ትምህርቲ ክትህብ ምዃና ኣብ ሩስያ ኣምባሳደር ኤርትራ ጴጥሮስ ጸጋይ ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሩ።

ኣምባሳደር ጴጥሮን ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሞስኮ ዝተፈረመ ስምምዕ ፡ ኣብ ንግድን ኢንቨትመንትን ከምኡ`ውን ኣብ ወፍሪ ዕደናን ምግፋፍ ዓሳን ዘተኮረ ከምዝነበረ ተጠቒሱ`ሎ።

“ኣብ ምልዓል እገዳ ዝምልከት`ውን ኣብ ናይ ሓባር ምርድዳእ ተበጺሑ`ሎ” ይብል ኣምባሳደር ጴጥሮስ ካብ ሞስኮ።

ምስ ኣምባሳደር ጴጥሮስ ጸጋይ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ሩስያ ንኤርትራውያን ተመሃሮ ተወሳኺ ዕድላት ማህደረ-ትምህርቲ ትህብ