UCI ዘካየዶ ዓለም-ለኻዊ ሻምፒዮና ውድድር ቅድድም ብሽክለታ አብዚ ወርሒ’ ዚ አብ ከተማ ሪችሞንድ ክፍለ -ግዝኣት ቨርጂንያ ክካየድ ዩ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

UCI-Richmond2

ኤርትራ ሓንቲ ካብ`ተን ኣብ`ቲ ውድድር ጋንታታት ዘሳትፋ ዘለዋ ሃገራት`ያ

ናይ 2015 UCI ዘካየዶ ዓለም-ለኻዊ ሻምፒዮና ውድድር ቅድድም ብሽክለታ አብዚ ወርሒ’ ዚ አብ ከተማ ሪችሞንድ ክፍለ -ግዝ ኣት ቨርጂንያ ክካየድ ዩ። አብቲ ውድድር ካብ ልዕሊ 70 ሃገራት ዝተዋጽኡ ልዕሊ 1000 ተወዳደርቲ ክሳተፉ ዮም።

Paul Shanks ናይታ አዋሃሃዲት ኮሚቴ ዳይሪክተር ኮሚኒኬሽን አብዚ ካብ 19 ናብ27 ናይዚ ወርሒ’ ዚ ን 9 መዓልታት ዝካየድ ውድድር 450,000 ዝከውን ህዝቢ ክሳተፍ እዩ ይብል። ኤርትራ ሓንቲ ካብ`ተን ኣብ`ቲ ውድድር ጋንታታት ዘሳትፋ ዘለዋ ሃገራት`ያ።

UCI-Richmond3

ምስ Paul Shanks ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

UCI ዘካየዶ ዓለም-ለኻዊ ሻምፒዮና ውድድር ቅድድም ብሽክለታ አብ ከተማ ሪችሞንድ