ባህሊ ክልል ትግራይ ከም መስሕብ ቱሪዝም፡ ዝያዳ ስራሕ ንዝሓሸ ውጽኢት

Your browser doesn’t support HTML5

ብምኽንያት በዓል ጥምቀት ኣብ ማይጨው ኣብ ዝተኻየደ ጽንብል ተረኺቡ ነቲ ባህላዊ ጸወታታትን ምርኢታትን ዝተዓዘበ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ፡ ብማሕበር ባህሊ ክልል ትግራይ ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ ዘተስፍው እኳ እንተዀነ፡ እቲ ዝሕለን ውጽኢት ግን ኣይሃበን ይብል። እዚ ድምር ውጽኢት ናይ በበይኑ ኣካላት ምዃኑ እቲ ቤት ጽሕፈት ይጠቅስ።