ዕጽዋ ዝወለዶ ስራሓት መድሃኒታት

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ ብዝነበር ዕጽዋን ስእነት መሰረታዉያን ቀረባትን፡ ንሓያሎ ሞያውያን ክተዓጻጸፉ ድፍኢት ኰይኑ’ዩ። ሓደ ካብኣቶም ድማ ተመራማሪ ሃፍቶም የማነ’ዩ። ዶክተር ሃብቶም ኣብ ምርኢት ባዛር መቐለ ድሕሪ ምርካቡ፡ ብዛዕባ ስራሓቱ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።