ቢሊየነር ዶናልድ ትራምፕ ሕፁይ ሪፓብሊካዊያን ምዃኖም ትማሊ ሓሙስ ምሽተ ተቐቢሎም።
ዶናልድ ትራምፕ ዘስምዕዎ መደረ ቅድሚ ሎሚ ካብ ዘስምዕዎ እቲ ዝነውሐ እዩ ተባሂሉ’ሎ።ብዛዕባ ስግኣት እስላማዊ ጂሃዳዊያን፣ሕማቕ ዝበሉዎ ርክባት ንግዲ ዩናይትድ ስቴትስን ኣብ 50 ዓበይቲ ከተማታት ኣሜሪካ መቕተልቲ እናወሰኽ ይኸይድ ከምዘሎን ሓዊሱ ሰፋሕቲ ጉዳያት ኣልዒሎም ኣለው።
Your browser doesn’t support HTML5
ሙሉእ ሪፖርት ዋዕላ ረፐብሎካዊያን
Your browser doesn’t support HTML5
ዋዕላ ሪፖብሊካውያን ንዶላናልድ ትራምፕ ወግዓዊ ሕጹዩ ገይሩ ተቐቢልዎ
ትራምፕ ንሓደ ስዓትን ርብዕን ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ዝርዝር ናይ ፖሊስ ንድፊ ሓሳብ ኣይሓዘን ተባሂሉ’ሎ።