ኣከባብራ በዓል ልደት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን

ኣከባብራ በዓል ልደት ክርስቶስን አብ ድሮ'ቲ በዓል ክካየድ ዝሓደረ ቅዳሴን ብዝምልከት አብ መቐለ ምስ ሊቃ-ሊቃውንቲ ያሬድ ካሳ ዝተካሄደ ቃለ-ምልልስን ዋና ጸሓፊ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ኣቡነ ሉቃስ ነቲ በዓል ብዝምልከት ቃለ-ቡራኬ ሂቦም።

ንክልቲኡ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣከባብራ በዓል ልደት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን