ኣብ መቀለ ትግራይ ዝተቀንጸለ ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ

ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ

ንቴለቭዥን ትግራይ ክፍሊ አምሓርኛ ዝሰርሕ ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ትማሊ ሰሉስ ምሸት ብሓይልታት መንግስቲ ከምዝተቀትለ ምንጭታት ቪኦኤ ገሊጾም።

መሳርሕቱን ብጾቱን ተቃውሞኦም ከምዘስምዑ ተፈሊጡ አሎ። ኮምሽን ፖሊስ ኣብ ትሕቲ ጊዝያዊ ምምሕዳር ብዛዕባ'ቲ ቅንጸላ ሪኢቶ ክህብ ዝኽእል እንተኾይኑ ዝተገበረ ጻዕሪ ግና ኣይሰለጠን። እንተረኺብና ክነቅርበልኩም ኢና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ መቀለ ትግራይ ዝተቀንጸለ ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ