ዝኽሪ ንተስፋልደት መሓረና -- “መዓር እንተዀይኑልካ ክሳብ ዝጽንቀቕ ኣይትልሓሶ”

Your browser doesn’t support HTML5

ዝሓለፈ ሰሙን፡ ሓያሎ ማሕበራዊ ገጻት መራኸቢታት ኤርትራውያን  ነቲ ብ24 ጥሪ 2024 ኣብ ኣመሪካ ዝዓረፈ መስራቲን ዋና ኣካያዲን ስራሕ መርበብ ሓበሬታ ኣዝማሪኖ ዝነበረ ተስፋልደት ኣለም መሓረና’የን ክብሪን ዝኽሪን ክህባ ተራእየን።