ጠመተ ሞያውያን -- ኣበርክቶ ዶ/ር ርእሶም ሃይለ ኣብ ስነ-ግጥሚ ትግርኛ

Your browser doesn’t support HTML5

ቅድሚ 21 ዓመታት ብ29 ሰነ 2001 ኣብ ስደት ዝዓረፈ ኤርትራዊ ገጣሚ ርእሶም ሃይለ ዛጊት ዝልዓለ ሸፈነን ተበጽሕነት ዝረኸበ’ዩ። ኣስታት ክልተ ሽሕ ግጥምታት ዝጸሓፈ ርእሶም፡ ስራሓቱ ኣብ ከም BBC: CNN: Rai ናይ ኢጣልያ:  ረድዮ SBS ናይ ኣውስትራልያ: SABC ናይ ደቡብ ኣፍሪቃን ረድዮ NPR ኣቕሪቡ’ዩ። ዶክተር ርእሶም ኣብ ቅዲ ኣገጣጣምኡን ኣገባብ ኣቀራርባኡን ኣብ ስነ-ግጥሚ ትግርኛ ዓቢ ኣበርክቶ ዝገበረ’ዩ።