ዑስማን ዓብዱራሒም ብዝኽሪ መተዓብይቲን ፈለጥቱን

  • በትረ ስልጣን

ታደሰ ኣብርሃ: ይትባረኽ ሃብተጊዮርግስ

ወናኒ ሓያል ፍልጠትን ተመክሮን ስነ-ጥበብ ዝነበረ ዑስማን ዓብደራሒም፣ ኣብ መበል 76 ዓመቱ ኣብ'ዚ ቀረባ ከምዝዓረፈ ዝዝከር እዩ። ነዚ ህቡብ ስነ ጥበባዊ ካብ ጊዜ ንእስነቱ ጀሚሩ ክሳብ ናይ ስደት ህይወት ዝፈልጦ፣ ንባዕሉ'ውን ኣብ ስነ ጥበብ ዝነጥፍ ይትባረክ ገብረትንሳኤ ካብ ካናዳ፣ ብተመሳሳሊ፣ አብዚ እዋን'ዚ ኣብ ዓውዲ ሙዚቃ ተዋፊሩ ዝርከብ ታደሰ ኣብራሃ (ወዲ ኮኸብ) ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ዑስማን ዓብዱራሒም ብዝኽሪ መተዓብይቲን ፈለጥቱን