ሪኢቶ ምሁራት ንመደረ ቀዳማይ ምንስቴር ኣብዪ ኣሕመድ

  • ገብረ ገብረመድህን

ኣቶ አሰፋው ገዳሙን ኣቶ ገብረመድህን ገብረሚካኤል

ቀዳማይ ምንስቴር ዶ/ር ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ፓርላማ ቃለ ምሓላ ድሕሪ ምፍፃሞም ንፓርላማን ህዝቢ ኢትዮጵያን ዘስምዕዎ መደረ ብከመይ ከምዝሪኡዎ? ኣብ መደርኦም ዝኣተውዎ ቃል ንምፍፃም ዝህልዎም ፈተናታትን ከምኡ እውን ምስ ኤርትራ ሰላም ንምፍጣር ዘቕረቡዎ ፃውዒትን ዝምልከት ክልተ ተንተንቲ ሪኢቶታቶም ሂቦምና ኣለው።

ኣጋይሽኛ ኣቶ ገብረመድህን ገብረሚካኤል ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ መምህር ፖለቲካዊ ሳይንስ ካብ ከተማ መቐለ ኣቶ ኣስፋው ገዳሙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰራሕተኛ ምንግስትን ብሎገርን እዮም።

ድምፂ ኣብዚ ይስምዑ።

Your browser doesn’t support HTML5

ሪኢቶታት ምሁራት ኣብ መደረ ቀዳማይ ምንስቴር ኣብዪ ኣሕመድ