ራህዋ - ስራሕ ንስነ-ጽባቐ፡ ምዕቃብ ኣከባቢ
Your browser doesn’t support HTML5
ብዓውዲ ሌዘር ኢንጂነሪንግ ዝተመረቐት ራህዋ በየነ፡ ነቲ ዝተማህረትሉ ዓውዲ ናብ ጥቕሚ ከባቢኣ ኣብ ምውዓል ካብ ዝነጠፋ’የ። ነባሪት ከተማ ውቕሮ ዝኾነት ራህዋ ብፈትሊን ቆርበትን ገይራ ጫማታትን ቦርሳን ኣብ ምስራሕ ትርከብ።
Your browser doesn’t support HTML5