ራህዋ ኢዮብ -- ኣደ፡ መሳርሕቲን ሓብቲን

Your browser doesn’t support HTML5

ራህዋ ኢዮብ ኣብ ኣስመራ ተወሊዳ ደኣ ትዕበ እምበር፡ ሕጂ ግን ኣብ ኣስመራ መፍረ ዓሳታት፣ ኣብ ሰገነይቲ መፍረ ንህቢ፣ ከምኡ’ውን ኣብ ጸሮና ሕርሻ ፍረታትን ኣራንሺን እትመርሕ ዘላ ኣብነታዊት ኣደ’ያ። ንሱ ጥራይ ዘይኰነስ ራህዋ ሽዱሽተ ደቃ’ውን ባዕላ’ያ ንበይና እትኣሊ። ራህዋ ነቶም ሽዱሽተ ደቃ’ውን ኣብቲ ስራሕ ከም እተዋፍሮም’ያ እትነግር።