ኲሓ -- ወፈራ መጥባሕቲ ዓይኒ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ሕክምና ዓይኒ ኲሓ ንምዕጻው ቱቦ ንብዓት ዓይኒ ዝምልከት ናጻ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ዝሓለፈ ሰሙን ተዋሂቡ። እዚ ምስ ኣብ እስራኤል ዝርከብ ትካል ግብረ-ሰናይ ዝተገብረ ስርሓት፡ ንተሓከምቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ርሑቓት ስፍራታት ከይዶም ካብ ምሕካም ከም ዘድሓኖም ሰብ-መዚ እቲ ሕክምና ይገልጹ። ንኣተሓባበርቲን ተገልገልቲን ኣዘራሪብና ኣለና።