“ወደይ ኣለልየዮ” -- ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ ኲሓ

Your browser doesn’t support HTML5

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኲሓ፡ ንልዕሊ ሓደ ሽሕ ዝበጽሑ ናይ ምርኣይ ጸገም ዝነበሮም ዜጋታት ኣብ ቀረባ እዋን ናጻ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ ሂቡ። እዚ ስራሕ ቅድሚ ሕጂ ንኣስታት 15 ዓመታት ክወሃብ ዝጸንሐ ኰይኑ፡ ንዝሓለፈ ቀረባ ዓመታት ግን ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስኮሮናን ድሒሩ ድማ ኲናት ኣቋሪጹ ዝጸንሐ’ዩ። እዚ ናጻ ኣገልግሎት ምስ ካልኦት ናይ ደገ ገብርቲ ሰናይ ማሕበራት ብምትሕብባር ዝግበር’ዩ።