ሚኒስትር ጉዳያት ምክልኻል ዃታር ኻሊድ ቢን መሓመድ ኣል-ኣቲያህ ኣብ ኣሰሓሓቢ ዶብ ጅቡቲን ኤርትራን ንዝርከብ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኳታር ዑደት ምፍጻሞም ኣገልግሎት ዜና ኳታር ዝሓለፈ ቀዳም ጸብጺባ።
ዋሽንግተን —
ሚኒስትር ወጻኢ ኳታር ሸኽ መሓመድ ቢን ዓብዱልራሕማን ኣል-ታኒ ንሓደ ጉጅለ ጁቡታዊያን እሱራት ብምሓዝ ኣብ ዝሓለፈ መጋቢት ካብ ኤርትራ ናብ ጁብቲ ምእታዎም ይዝከር።
ጁቡቲ ሓይልታት ሰራዊት ኤርትራ ናብ ግዝኣተይ ኣትዮም ድፋዕ ሒዞም ኣለው ክትብል ድሕሪ ምኽሳሳ ሓይልታት ጁቡቲን ኤርትራን ካብ 10 ክሳብ 13 ሰነ 2008 ዓ.ም ኣብ ከባቢ ራስ ዱሜራ ምግጫዎም ይዝከር።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5