ዋሽንግተን —
ኣቶ ዓንዶም ገብረስላሰ ሓላፊ ህዝባዊ ርክባት ዓረና ትማሊ ምስ ብጾቶም ኣብ ሑመራ ከምተአሰሩ ተሓቢሩ ኔሩ።
ኣቶ ዓንዶምን ብጾቶምን ሎሚ ተፈቲሖም ኣለው።ንሶም ብዛዕባ'ቲ ኩነታት ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም'ለው።
ብዛዕባ'ዚ ስሞም ዝተጠቀሱ ኣማሓዳሪ'ቲ ከባቢ ኣቶ ተክለወይኒ ብስልኪ ከነዘራርቦም ዘካየድናዮ ፈተነታት ኣይተዓወተን።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ሓላፊ ህዝባዊ ርክባት ዓረና ድሕሪ ናይ ሓደ መዓልቲ ማእሰርቲ ተፈቲሖም