ኢትዮጵያ፡ አብ ክልል ኦሮምያ ብተማሃሮ ዝካየድ ተቃውሞ ይቕጽል አሎ

አብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ብተማሃሮ ዝካየድ ተቃውሞ አብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን ሰበ-ስልጣን መንግስትን ተቃወምትን ነንሓድሕዶም ይወነጃጀሉ'ለው።

ተሓለቕቲ ሰብአዊ መሰላት ብወገኖም ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ አብ ልዕሊ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ዘካይዱ ተማሃሮ ዝወሰድዎ ስጉምቲ ይኹንኑ'ለው።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኢትዮጵያ፡ አብ ክልል ኦሮምያ ብተማሃሮ ዝካየድ ተቃውሞ ይቕጽል አሎ