ተሓለቕቲ ሰብአዊ መሰላት ኣብ ገማግም ባሕሪ ሲሲሊ ተቓውሞ አካይዶም
Your browser doesn’t support HTML5
ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ብ”ጸረ ስደተኛታት” ጉጅለታት ሓገዝ ወሃብቲ መራኽብ ደው ንምባል ናብ ወደብ ሲሲሊ ትኣተው ዝነበረት መርከብ ደው ንምባል ተቓውሞ ምክያዶም ተገሊጹ።
እቶም ተሓለቕቲ “ዕጽው ንአድልዎ ዘርኢ” “ክፉት ንስደተኛታት” ዝብል ጽሑፋት ብምሓዝ ኣብ ገማግም ባሕሪ ተቓውሞ ምክያዶም ተፈሊጡ’ሎ።