ዋሽንግተን —
ኣብ ምብራቕ ሸዋ ከተማ ጊንጪ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ተቓውሞ 70 ሰባት ተኣሲሮም ብዙሓት ድማ ተሓሪሞም ክብሉ ነበርቲ እታ ከተማን ዋና ጸሓፊ ተቓዋሚ ፓርቲ ናይ ኦሮሞ ፌደራላዊ ኮንግረስ ኣቶ በቀለ ነጋን ንቪኦኤ ገሊጾም።
አብ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን አብ ዝተፈላለየ ከተማታት ኦሮምያ ተቃውሞታት ክካየድ ቀንዩ'ሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።
Your browser doesn’t support HTML5