ዘተ፡ሓደ ዓመት ናይ ስልጣን ዘመን ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ (1ይ ኽፋል)

  • ገብረ ገብረመድህን

ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ስልጣን ካብ ዝሕዙ ሓደ ዓመት የቑጽሩ ኣብ ዘለው'ሉ ሕጂ እዋን ኣብዚ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት ኣብ ትሕቲ መሪሕነቶም ዝተመዝገቡ ውፂኢታትን ጉድለታትን ብዝምልከት ንፖለቲካ እታ ሃገር ብቐረባ ዝከታተሉ ክልተ ኣጋይሽ ኣዘራሪብና ኣለና።

ኣጋይሽና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደብሩ በዓል ስልጣን ኢንስትዩት ምርምር ልምዓት ኢትዮጵያ ክኢላ ስነ ቁጠባ ናይ ዶክትሬት ትምህርታ ኣብ ምክትታል ትርከብን ወ/ሮ ሓንሳ ተኽላይን ደራስን ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበራውን ፖለቲካውን ጉዳያት ዝሳተፍ ደስታ ገብረሃዋርያ/ባሻ ደስታን/ እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ሓደ ዓመት ስልጣን ቀዳማይ ምንስቴር 1ይ ክፋል