ዋሽንግተን —
ትማሊ ምሽት ሰሉስ ኣብ ዝተኻየደ ፈላማይ ፕረዚደንታዊ ክትዕ፡ ሪፓብሊካዊ ሕፁይ ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕ ምስ መወዳድርቶም ሕፅይቲ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ካማላ ሃሪስ ኣብ ጉዳያት ምንፃል ጥንሲ፣ ኢሚግረሽንን ፖሊሲ ወፃኢን ተኻቲዖም።
ኣብቲ ትማሊ ሰሉስ ምሽተ ኤቢሲ ቴሌቭዥኝ ዘተኣናግዶ ክትዕ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ብኻልኦት ማዕኸናት ዜና ብቀጥታ ተፈንዩ'ዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ጸብጻብ ፕረዚደንታዊ ክትዕ ካመላ ሃሪስን ዶናልድ ትራምፕን