ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣመሪካ ፈላማይ ክትዕ ከካይዱ'ዮም

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣመሪካ ፈላማይ ክትዕ ከካይዱ'ዮም

ምኽትል ፕረዚደንት ካመላ ሃሪስን ፕረዚደንት -ነበር ዶናልድ ትራምፕን ሎሚ ምሸት ንመጀምርያ ግዜ ፕረዚደንታዊ ክትዕ ክካይዱ`ዮም። እቲ ክትዕ ንፕረዚደንትነት ወሳኒ ክኸውን ከም ዝኽእል ተንተንቲ ይእምቱ። ኒታ ፓወል ካብ ዋይትስ ሃዋስ ነዚ ተወልደ ወ/ገ ዘቕርቦ ጸብጻብ ሰሪሓ `ላ። ፡-

ብወገን ሪፓብሊካን ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመታት ናብ ዋይት ሃውስ ክምለስ ትፍትን ዘሎ ዶናልድ ትራምፕ ብሸነኽ ደሞክራት ድማ ምኽትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ዘላ ካመላ ሃሪስ።