ገምጋም ዝሓለፈ ፕረዚደንታዊ ክትዕ ባይደንን ትራሞፕን

  • ዜና ቪኦኤ

ፈላማይ ክትዕ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ጽባሕ ሓሙስ ክካየድ እዩ። ይኹንምበር፣ ክልቲኦም ሕጹያት ንመጀመርያ እዋን ኣይኮነን ንክትዕ ይራኸቡ'ለው። ቕድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ክልቲኦም ሕጹያት ኣብ ዝተራኸብሉ እዋን ዝነበሮም ክትዕ ከምዚ ይመስል ነይሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ

ገምጋም ዝሓለፈ ፕረዚደንታዊ ክትዕ ባይደንን ትራሞፕን