ጓስጓስ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኣብ ወሰንቲ ክፍለ-ግዝኣታት

Your browser doesn’t support HTML5

ጓስጓስ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኣብ ወሰንቲ ክፍለ-ግዝኣታት

ፕረዚደንት ጆ ባይደንን ዶናልድ ትራምፕን ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማእኸላይ ክፍለ-ግዝኣት ዊሰከንሰን ኣብ ዝተኻየደ ፕሬዝዳንታዊ መባእታዊ ምርጫ ንፓርትታቶም ብምውካል ተዓዊቶም ኣለው። ሕፀ ፓርትታቶም ዘረጋገፁ ክልቲኦም ትወዳደርቲ ዝመጽእ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኣብ ዊስከንሰን ኣብ ሓፈሻዊ ምርጫ ንኽዕወቱ ይቃለሱ ኣለው። እዛ ክፍለ ግዝኣት እዚኣ ሓንቲ ካብተን ኣብ 2024 ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ወሰንቲ ዝኾና ክፍለ ግዝኣታት ኣመሪካ ሓንቲ እያ።